Tigrai- Grand Conference-2019 in Tigrai

ክቡራት ኣብ መላእ ዓለም ዝትርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን
ቕድም ኢሉ ብዝተፈላለየ ማዕከናት ከም ዝትገለጸ መበል 2ይ ዓለም ለኸ ዋዕላ (ኮንፈረንስ) ምሁራንን መዳርግቲ ኣካላትን ትግራይ ካብ ሓምለ 21(July 28)-ሓምለ 25 (August 1), 2011 ዓ.ም (2019 G.C) ኣብ ከተማ መቐለ ብዓይነቱን ብወድዓዊ ትሕዝትኡን ፍሉይ ብዝኮነ መልክዑ ክሳለጥ ዓብይ ምድላዉ እናተገበረሉ እዩ።

ንሓፈሻዊ ናይ ሎጂስቲክስ ስራሕትን ፕሮግራምን ምእንታን ክሕግዝ ኣብዚ ኮንፈረንስ ክትሳተፉ ድሌት ዘለኩም እዚ ስዒቡ ዘሎ ቕጥዒ ብምምላእ እስካብ April 30, 2019 ኣብ ዘሎ ግዜ ክታፍልጡና ብትሕትና ንገልጽ።

ንዝበለጸ ሓበሬታ ድህረ ገጽ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (http://scholars4tigrai.org/) ያማኽሩ/ያማኽራ ወይ ከዓ ብ tgc.logisticsc@gmail.com ይልኣኹልና።

መተሓሳሰቢ: ካብ ኢትዮጵያ ዉሽጢ ንዝትሳተፉ ወገናትና ማእኸሉ ኣብ ትግራይ ዝገበረ ኮሚቴ ብኻሊእ መንገዲ ስለ ካሳልጦ ስለ ዝኮነ እዚ ቕጥዒ ካብ ኢትዮጵያ ወጻኢ ንዝመጹ (ዲያስፖራ) ጥራሕ ዝምልከት ይኸዉን። https://docs.google.com/…/1FAIpQLSd_7N3jq5YNXXB34…/viewform…

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *